tedalo - sdi lyrics
Loading...
ስዲ
መልእኽቲ ልቢ ፍቕሪ ሓዚሉ
‘ነሀ ዓይንኺ ይነግር ቃሉ
ናፈተኽኒ ኣሃሃየ
ኣይትርሓቕኒ ውሽጥኺ’ሪኢ
ናፈተኹኺ ኡሁሁይ
ኣይትህደምኒ ስዲ ኢኻ ኢልኪ
ላላየ…….ላላየ
ደገ’ሞ ግደፍዮ
ውሽጥኺ ጽን በልዮ
ወረ’ሞ ግደፍዮ
ልብኪ እመንዮ
…
ዓለም’ሞ ግድፍ ሃ…የ
ዘረባ ኩስቶ ኩስቶ ኣ…የ
ትሕለፈልኪ’ስከ ኣንጭዋ
ስለ ነታ መጎጎ
ንዒ’ሞ ፍቅሪ በይነይ…የ
ኣብ ፍቅሪ’ሞ ንቃጸል…የ
በይንኺ ኣይኮንክን ሽኮር
ኣነስ ተጸሊለኪ’ንድየ
ፈትየኪ አብለኪ ትብልኒ
ፈቲኽኒ ‘ብል ትብልኒ
እኹነልኪ’ስከ ድላ…የ
ኣ…ይ ስዲ ሕራ…የ
ዕዋላ ኢልክኒ’ምበር
ኣልቦ ቁምነገር ደይ ዕድመይ’ንደኣሉ
ምሳይ’ሞ ወዓሊ
ምሳይ’ሞ ሕደሪ
ውሸጠይ ጻዕዳዩ
ጽምዋ ናይ መሳቱ
ኣብ ደመይ ሰሪጹ …ኦ
ሰብ ይደሊ’ለኩ ዘዋሪ
ዝጠዋዊ ዘቃኒ ባህሪ
ንዒ ግዳ ሓግዝኒ…የ
ወንንኒ ቀያይርኪ…የ
መባልዕተይ ኮይና ዛ’ቅነ
ጩራ ብርሃን በሪቅኪ ኣባየ
ብረቅለይ ኩሉ’ኺ ምጺ
ኣለይ መለይ በልኒ ምጺ
ስዲ….ስዲ….ስዲ….ስዲ….
ኣንቲ ጽብቅቲ ቆልዓ ዕባር ጓልገዛ
ጫፈጫፍ አኮ ኢና ኣንጻር አምብዛ
‘ኣምን ርአሰይ ኣይሰደክን’ዩ
ግዳ ርአስኺ፡ መሓዙት፡ ስድርኺ…የ
ስዒርኪ አመኒ ልብኺ…የ
አምሕለልኪ ጽባሕ ከም ቃሕታኪ…የ
ቅረብኒ ረሲዕኪ ስዲ…የየየ
ስዲ….ስዲ….ስዲ….ስዲ…. ተዳሎ
ስዲ….ስዲ….ስዲ….ስዲ….
كلمات أغنية عشوائية
- p1harmony - intro; 를 (breakthrough) lyrics
- lil toe - plug lyrics
- ike, tha odyssey - boy meets wrld lyrics
- peacemaker - vice city lyrics
- luckhaos - eu sou um merda pt. 2 lyrics
- tay altair - summer days / comet boy lyrics
- p.a.w.n. gang - 200 trucadas lyrics
- oneohtrix point never - no nightmares lyrics
- gordooma$cotto - in the air lyrics
- make out life - pretend lyrics