kalimah.top
a b c d e f g h i j k l m n o p q r s t u v w x y z 0 1 2 3 4 5 6 7 8 9 #

radov leo - habeshawit كلمات أغنية

Loading...

music _

መስታ በርቂ ኣብ ቅድመይ ወደቐ _

ብሌን ዓይነይ ቋሕታኡ ፀንቀቐ _

ዓኒደልኪ ብደወይ ሃኒነ _

ክምስታኺ’ዩ ልበይ ዝወነነ _

መሸትክያ ልበይ ወይዛሞ _

ፀዳል ሂዋን ንኣዳም ገረሞ _

ወንንኒ ውነይ ክስብስቦ _

ከይኾነኪ ዘርሞ ዘርሞ _

ኮኾብ ሂዋን ኢኺ (ከምቲ ዘየለ) _

ኣነ ብፍቕርኺ (ተፀሊለ) _

ኮኾብ ሂዋን ኢኺ (ከምቲ ዘየለ) _

ኣነ ብፍቕርኺ (ተፀሊለ) _
ሓላል ፍጥረት’ያ ምጭውቲ ወዛም _

መቐረት ወይኒ ባህጊ ንኣዳም _

ስሕበት ንዓይኒ ሳዕሪ ሮማዲ _

ኣሳፍሕለይ ክወርስ ዘውዲ _

ጠምቲ (ዓይነይ ርኣይሞ) _

ክትፈልጢ (ብልበይ ዝሓልሞ) _

መን ኣሎ (ልዕለይ ዝቐረበ) _

ብፍቕሪ (ውነኡ ዘዕረበ) _

ኣሃ …. ሓበሻ ደመይ …. ኣሃ … _

ኣሃ …. ንዒ ንዒ ናባይ _ ክቐስን ልበይ ….

music _

ከመይሉ ይኸውን _ ካልእ ክወስደኪ _

ልዕለይ ግርማ ዝኾነኪ _
ሓቂ ኣይኮነን ቃል ተመቀረ _

ብመንፈስን ደምን ዘይተኣስረ _

ሓቂ ኣይኮነን ቃል ተመቀረ _

ብመንፈስን ደምን ዘይተኣስረ _

music _
music _

መስታ በርቂ ኣብ ቅድመይ ወደቐ _

ብሌን ዓይነይ ቋሕታኡ ፀንቀቐ _

ዓኒደልኪ ብደወይ ሃኒነ _

ክምስታኺ’ዩ ልበይ ዝወነነ _

መሸትክያ ልበይ ወይዛሞ _

ፀዳል ሂዋን ንኣዳም ገረሞ _

ወንንኒ ውነይ ክስብስቦ _

ከይኾነኪ ዘርሞ ዘርሞ _
ኮኾብ ሂዋን ኢኺ (ከምቲ ዘየለ) _

ኣነ ብፍቕርኺ (ተፀሊለ) _

ኮኾብ ሂዋን ኢኺ (ከምቲ ዘየለ) _

ኣነ ብፍቕርኺ (ተፀሊለ) _

ሓላል ፍጥረት’ያ ምጭውቲ ወዛም _

መቐረት ወይኒ ባህጊ ንኣዳም _

ስሕበት ንዓይኒ ሳዕሪ ሮማዲ _

ኣሳፍሕለይ ክወርስ ዘውዲ _

ጠምቲ (ዓይነይ ርኣይሞ) _

ክትፈልጢ (ብልበይ ዝሓልሞ) _

መን ኣሎ (ልዕለይ ዝቐረበ) _

ብፍቕሪ (ውነኡ ዘዕረበ) _

ኣሃ …. ሓበሻ ደመይ …. ኣሃ … _

ኣሃ …. ንዒ ንዒ ናባይ _ ክቐስን ልበይ ….

music _

ከመይሉ ይኸውን _ ካልእ ክወስደኪ _

ልዕለይ ግርማ ዝኾነኪ _

ሓቂ ኣይኮነን ቃል ተመቀረ _

ብመንፈስን ደምን ዘይተኣስረ _

ሓቂ ኣይኮነን ቃል ተመቀረ _

ብመንፈስን ደምን ዘይተኣስረ _

music _

كلمات أغنية عشوائية

كلمات الأغنية الشائعة حالياً

Loading...