
million eshetu - seb yideli كلمات أغنية
ምስ ብኽያተይ ተፈጢረ እዋይ ብብኽያት ሰብ ንዝቕበር
ሓጺር ዕምሪ ንዝነብር እዋይ ሰብ ይደሊ ፍቕሪ ዝብል
ሰብ ይደሊ’ለኹ ፍቕሪ ዝደሊ
ሰብ ይደሊ’ለኹ ፍቕሪ ዝደሊ
እዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
ሰብ ይደሊ ሰብ ሰብ ይደሊ
እዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
ሰብ ይደሊ ፍቕሪ ዝደሊ
ምስ ብኽያተይ ተፈጢረ እዋይ ብብኽያት ሰብ ንዝቕበር
ሓጺር ዕምሪ ንዝነብር እዋይ ሰብ ይደሊ ፍቕሪ ዝብል
ሰብ ይደሊ’ለኹ ፍቕሪ ዝደሊ
ሰብ ይደሊ’ለኹ ፍቕሪ ዝደሊ
እዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
ሰብ ይደሊ ሰብ ሰብ ይደሊ
እዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
ሰብ ይደሊ ፍቕሪ ዝደሊ
ሰብ ይደሊ’ለኹ
ሰብ ይደሊ’ለኹ
ሰብ ይደሊ’ለኹ
ሰብ ልቡ ዝሓጽብ
ሓዳግ ከምዚ ኸማይ ኣበራት ዘይጽብጽብ
ሓዳግ ከምዚ ኸማይ ኣበራት ዘይጽብጽብ
እህእ
ሰብ’የ ዘርኢ ሰባት
ሰብ ሰብ
ሰብ’የ ዘርኢ ሰባት
ሰብ ሰብ
ካብ ሰብ ዝተፈጠ…
‘ዛ ዓለም ከም ሰበይ ዝነብራ ብማዕረ
ሓቂ እንተወደቐት ተስቀጠት ቅንዕና
‘ታ ዝፈልጣ ፍቕሪ ትኾነኒ’ላ ጏና
ይቕረ ኽብል ልበይ ክጸሪ ቐረባ
ክጸሪ ቐረባ
ቂምታን ወረ ቂምታን ኣብ ጥቓይ ዘይቀርባ
ኣብ ጥቓይ ዘይቀርባ
ሰብ ይደሊ’ለኹ ዛልቡ ዘጻዕዱ
ንፍቕሪ ዝስየፍ ቅንዕና መንገዱ
ሰብ ይደሊ’ለኹ
ሰብ ይደሊ’ለኹ
እህእ
ዲዲዲዲዲ…
ሰብ ‘ንዴ ሰብ’ወ ሰብ ‘ንዴ ሰብ’ወ
ከም ኩሉ ኣዳም
ምስ ጽምዋ ኣብ ኩናት ገና ገና ገና
ወትሩ ዝፍልም
ልበይ ሰፈር ፍቕርን ይቕረን ካብ ኮነ ኣመና
ሰብ ይደሊ’ለኹ ሰብ ይደሊ በዓል ቅንዕና
ሰብ ይደሊ’ለኹ ሰብ ይደሊ በዓል ሕልና
እሁ…
ሰብ ይደሊ ኣነ
ሰብ ይደሊ ኣነ
ኡሁ… ጸግዑ ዝደሊ
ፍቕሪ ዝደሊ
ሰቡ ዝደሊ
ሰብ ይደሊ
ሰብ ‘ንዴ ሰብ’ወ ሰብ ‘ንዴ ሰብ’ወ
ከም ኩሉ ኣዳም
ምስ ጽምዋ ኣብ ኩናት ገና ገና ገና
ወትሩ ዝፍልም
ልበይ ሰፈር ፍቕርን ይቕረን ካብ ኮነ ኣመና
ሰብ ይደሊ’ለኹ ሰብ ይደሊ በዓል ቅንዕና
ሰብ ይደሊ’ለኹ ሰብ ይደሊ በዓል ሕልና
እሁ…
ሰብ ይደሊ ኣነ
ሰብ ይደሊ ኣነ
ኡሁ… ጸግዑ ዝደሊ
ፍቕሪ ዝደሊ
ሰቡ ዝደሊ
ሰብ ይደሊ
كلمات أغنية عشوائية
- illkittydog - three كلمات أغنية
- la rose (trinidad & tobago) - special كلمات أغنية
- k trap - anything else كلمات أغنية
- espen lind - driving in your car كلمات أغنية
- osiris rodríguez castillos - pena de camino largo كلمات أغنية
- natalie prass - ship go down كلمات أغنية
- tristan knight - u've changed كلمات أغنية
- lupen crook - soviet bones كلمات أغنية
- lucas art - friendzone كلمات أغنية
- the fall - mr pharmacist كلمات أغنية